Friday, April 22, 2011

ርሑስ በዓል ትንሳኤ

ክርስቶስ ተንሥኣ እሙታን
በዓቢይ ኃይል ወስልጣን
ኣሰሮ ለሰይጣን
ኣግኣዞ ለኣዳም
እምዝየሰ
ኮነ ፍሰሃ ወሰላም

ምድሪ ፋሲካ ሃጎስ ትገብር ኣላ ምክንያቱ ብደም ክርስቶስ ተሃጺባ ስለዘላ


No comments:

Post a Comment